“judge William Dodson” ብዕለት 01/02/2017 ዓ/ም ዑደት ኣካይዶም፡፡
ንልዕሊ 30 ዓማውቲ ኣብ ዩናይትድ ስቴትስ ኦፍ ኣሜሪካ Senior Retired Judge, State of Texas 2016, Community Development, State of Verginia 2003-2005, Visiting Judge, State of Texas 2001-2003, Director of Public Policy and Legal Counsel Ethics and Religious Liberty Commission, Washington, D.C. 1996, Trial Court Judje, State of Texas, County of Lubbock 1987-1995 ኣብ ዝብሉ ሞያ ሕጊ ዘገልገሉ በዓል ብሉፅ ተሞክሮ “judge William Dodson” ብዕለት 01/02/2017 ዓ/ም ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ተረኺቦም ዑደት ድሕሪ ምግባር ንዳያኑ፣ ሬጅስትራራትን ተኸላኸልቲ ጠበቓን ብሉፅ ተሞክሮኦም ብምሕላፍ ምስ ሰብ ሞያ ሕጊ ተዛትዮም፡፡