#

ርክክብ ስራሕ

ሓድሽ ፕሬዚደንት ላ/ቤ/ፍርዲ ክልል ትግራይ ኮይኖም ዝተሾሙ ኣይተ መንግስቱ ተኽላይ ምስ ነባራት ፕሬዚደንት፣ ም/ፕሬዚደንት ላ/ቤ/ፍርዲ ክልል ትግራይ ርክክብ ስራሕ ድሕሪ ምግባር ላዕለዎት ኣመራርሓ ላ/ቤ/ፍርዲ ምስ ዳያኑ፣ ሬጂስትራራት፣ ተኸላኸልቲ ጠበቓን ኩሉ ስቪል ሰራሕተኛታትን ላ/ቤ/ፍርዲ ብምልላይ ቐፀልቲ ክስርሑ ዝግበኦም ስራሕቲ ብምዝርራብ ሎሚ ዕለት 12/09/2017 ዓ/ም ስሩዕ ስርሖም ጀሚሮም።