#

ስሩዕ ጉባኤ

ጉባኤ ምምሕዳር ዳያኑ ኣብያተ ፍርዲ ክልል ትግራይ ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ ዕለት 05/10/2017 ዓ/ም ኣብ ከተማ ውቕሮ ጀሚሩ። እዚ ንኽልተ መዓልቲ ዝፀንሕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ከምዝዝቲ ተፈሊጡ።