ላ/ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ኣብ ትግራይ ንዝርከባ ዩኒቨርሲቲታት ፃውዒት ሓገዝ ኣቕሪቡ፡፡
ላ/ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ኣብ ትግራይ ንዝርከባ ዩኒቨርሲቲታት ፃውዒት ሓገዝ ኣቕሪቡ፡፡ በዚ ኣጋጣሚ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ትርከቡ መንግስታውን ውልቃውን ትካላትን ውልቀ ሰብ ሃፍትን ኣብ መላእ ትግራይ ንዝርከባ ኣብያተ ፍርዲ ዓቕምኹም ዝፈቐዶ ንዋታውን ገንዘባውን ሓገዝ ክትገብሩ በዚ አጋጣሚ ፃውዒትና ነቕርብ፡፡