#

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ

ፕሬዝደንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዶ/ር ፀጋይ ብርሃነን ም/ፐሬዝደንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ኣይተ ገብረኣምላኽ የዕበዮን ሎሚ ዕለት 9 ሕዳር 2017 ዓ.ም ኣብ ከተማ ውቕሮ ዝርከባ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ምብራቕ ምድብ መገባእያ ውቕሮ፣ ወረዳ ቤት ፍርዲ ክልተ አውላዕሎ፣ ቤት ፍርዲ ከተማ ውቕሮ ብምጉብናይ ምስ ዝምልከቶም ሓለፍትን ሰራሕተኛታትን ዕውት ዘተ ኣካይዶም።