ውሽጢ ኦዲት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ
ኣቶ ፀጋይ ገ/ሃንስ
ዳይሬክተር ውሽጣዊ ኦዲተር ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ
ቀንዲ ዕላምኡ
• ናይ ኣብያተ ፍርዲ ክልል ትግራይ ኣብ ናይ ፋይናንስን ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳር ዝካየዱ ስራሕትታት ብናይ ውሽጢ ኦዲት ምርምራ ብምክያድ ዝርከቡ ናይ ስራሕ ጌጋታትን ክፍተታትን ብግዚኡ ክእረምን ክስተካከልን ብምግበር ኣብ ናይ ደይነት ግልጋሎት ፍትሒ ፅሬትን ፅፉፉን ናይ ፋይናንስ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳር ክህልው ሓገዝ ይግብር ፡፡
ቀንዲ ተግባራት
• ዓመታዊ ትልሚ ናይቲ ከይዲ ስራሕ ምድላው፡፡
• ዝተሰርሑ ሰራሓቲ ናብ ፕረዚዳንት ንም/ፕረዚዳን ፀብፃብ ምቕራብ ፣
• ኣታዊ ሒሳብ ምርመራ ምክያድ ፣
• ወፃኢ ሒሳብ ምርመራ ምክያድ ፣
• ዝተመደበ በጀት ብናይ ፋይናንስ ደምቢ መሰረት ምፍፃሙ ምርግጋፅ
• ዝዕደጉ ንብረታት ብናይ ፋይናንስ ደምቢ መሰረት ምፍፃሙ ምርግጋፅ