Language
English
ትግርኛ
Registry Services
ናይ ሬጂስትራር ግልጋሎት
ረጂስትራር መዛግብቲ ቤት ፍርዲ ናይ ምምሕዳርን ናይ ምምራሕን ሓላፍነት ኣለዎ፡፡ ከምኡ’ውን መዝገብ ምሓዝ፣ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ምቕራብ፣ መዝገብ ምቁፅፃርን ምቕራብን፣ ዝተቖረፁ ነገራት ምፅጋን፣ ሓበሬታ ምሃብን ምስንዳውን ብተወሳኺ’ውን ንክልቲኦም ተኻታዕቲ ወገናት ድጋፍን ምኽርን ምሃብን እዩ፡፡