TSC Logo

Equal Justice For All;
Serving with Compassion!

The Supreme Court of Tigray Region started in 1985 with less than 10 judges with degrees and diplomas with a three-month training.

ማዕረ ፍትሒ ብመሰረት ሕጊ፤ ብቕንዕና ነገልግል!

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ 1985 ዓ/ም ትሕቲ 10 ብዝኾኑ ዲግሪን ዲፕሎማን ንዘለዎም ደያኑን ብናይ 3 ወርሒ ስልጠና ተጀሚሩ ፡፡

ታሪኽ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ

እንኳዕ ናብ መርበብ ሓበሬታ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ ብደሓን መጻእኩም። ኣብያተ ፍርዲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ድሕሪ ውድቀት ስርዓት ደርግ ብውሑዳት ዝሰልጠኑ ሓይሊ ሰብን በጀትን ብ1985 ዓ/ም ተጣይሹ በቢ እዋኑ እናተጠናኸራን ሓደሽቲ መመሓየሽን ፕሮግራማት ቀሪፀን እናተግበራ ፤ኣወዳድበአን፤ ዝርገሐ ግልጋሎንን ሓይሊ ሰበንን እናመሓየሻ ብምምፃእ፤ በጀትነን ሓይሊሰበንን ናይ ምምሕዳር ትካለዊ ነፃነተንን ብምርግጋፅ፤ስሉጥ፤ተበፃሒ፤ፅሩይ፤ነፃነትን ተሓታትነትነ ዘረጋገፀ ግልጋሎት ዳይነት ብምሃብ ኣቢለን ኣብ ክልልና ዘተኣማምን ሰላም ፤ልዕልና ሕጊ፤ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ኣብ ምረግጋፅ ግደአን እናተዋፅኣ ይርከባ ፡፡ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ኣብ ትግራይ 1985 ዓ/ም ትሕቲ 10 ብዝኾኑ ዲግሪን ዲፕሎማን ንዘለዎም ደያኑን ብናይ 3 ወርሒ ስልጠና ተጀሚሩ ፡፡



ዝተኸበሩ መንግስቱ ተኽላይ ኪዳነ
መልእኽቲ ፕረዚዳንት

...

ተጨማሪ ኣንብብ

እንህቦም ኣገልግሎታት

ምስ ውፉያት ኣባላትና ።

ናይ ሬጂስትራር ግልጋሎት

ረጂስትራር መዛግብቲ ቤት ፍርዲ ናይ ምምሕዳርን ናይ ምምራሕን ሓላፍነት ኣለዎ፡፡ ከምኡ’ውን መዝገብ ምሓዝ፣ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ምቕራብ፣ መዝገብ ምቁፅፃርን ምቕራብን፣ ዝተቖረፁ ነገራት ምፅጋን፣ ሓበሬታ ምሃብን ምስንዳውን ብተወሳኺ’ውን ንክልቲኦም ተኻታዕቲ ወገናት ድጋፍን ምኽርን ምሃብን እዩ፡፡

ሰበር መጋባእያ

ዕላማ ናይቲ ካሳሽን ቤንች፡ ንተመሳሳሊ ጉዳያት ናይቲ ዞባ ሓደ ዓይነት ትርጉም ክህልዎን ውጽኢታዊ ትርጉም ሕግታት ክህልዎን፡ ታሕተዎት ኣብያተ ፍርዲ ውሳነታተን ክቆጻጸራን ክቆጻጸራን ዝህብኦ ውሳነ ብምእራም፡ ከምኡ’ውን ኣብቲ ዞባ ዝረአ ምዕባለታት ሕጊ ክዕንብብ እዩ።

ፍታብሄር መጋባእያ

ሲቪላውን ገበናውን ኣገልግሎት ኣብ ትሕቲ ሲቪላውን ገበናውን ስልጣን ቤት ፍርዲ ዝወድቁ ጉዳያት ብቕደም ተኸተል ይሕዝ። እዚኦም ድማ ከም ውዕላት፡ ጥፍኣት፡ ንብረት፡ ስድራቤት፡ ምትኽኻእ፡ ሰብኣዊ መሰላት፡ ግብሪ፡ ምምሕዳራዊ ሕጊ፡ ገበናዊ ሕጊን ኣገባብን ዝኣመሰሉ ጉዳያት ይርከብዎም።

ገበን መጋባእያ

ሲቪላውን ገበናውን ግልጋሎት እውን ኣብ ዝምልከቶም ሕጋዊ ጉዳያት መፅናዕትን ትንተናን ብምክያድ ንደያኑ ዝኸውን ረቂቕ ፍርዲ የዳሉ።

እዋናዊ ዜና

ዜናን ምልክታን

#
26/12/2017 ዓ/ም

ግንዛበ መዕበይ ስልጠና

በምትሕብባር ጀስትስ ፎር ኦልን ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፍርዲ ንዝተውፃፅኡ ዳያኑ ግንዛበ መዕበይ ስልጠና ምሃብ ተጀሚሩ። አዚ ብዕለት 26/12/2017 ዓ/ም ኣብ ከተማ ኣኽሱም ...

Read more
#
14/12/2017 ዓ/ም

ሞያዊ ስልጠና

ብምትሕብባር ጀስቲስ ፎር ኦል ፕሪዝን ፎሎው ሺፕ JFA/PF/ ን ላ/ቤ/ፍርዲ ካብ ዝተፈላለዩ ወረዳታትን ዞባታትን ንዝተውፃፅኡ ዳያኑ ኣብያተ ፍርዲ ን2 መዓልቲ ዝፀንሕ ሞያዊ ስልጠና ተጀሚሩ። ‎እዚ ኣብ ከተማ ...

Read more
#
7/11/2017 ዓ/ም

ስነ ሰርዓት ብኽብሪ ምፍናው

ነበር ፕሬዚደንት ዶክተር ፀጋይ ብርሃነን ነበር ም/ፕሬዝደንት ኣይተ ገ/ኣምላኽ የዕብዮ ብላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ስነ ሰርዓት ብኽብሪ ምፍናው ተጌርሎም። ።።።።።።።።።።።።።።።።።።። ...

Read more

ተወሳኺ ርአ