ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ
ኣቶ ቴድሮስ ረዳኢ ተስፋይ
ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ
ቀንዲ ዕላምኡ
መምርሒ ደምቢ መሰረት ብምግባር መደብ ስራሕቲ ቁፃር ፣ዕብየት፣ዝውውር ብምክያድ ኣብያተ ፍርዲ ክልል ትግራይ ብሓይሊ ሰብ ዝተማለአን ሞያዊ ብቅዓትን ክእለት ዘለዎ ሰራሕተኛታት ብምፍጣር ዳይነት ግልጋሎት ፍትሒ ተገልገልቲ ብእዋኖም ፍትሒ ኽረክቡ ምስራሕ እዩ፡፡
ቀንዲ ተግባራት
- • ዓመታዊ ትልሚ ናይቲ ከይዲ ስራሕ ምድላው፡፡
- • ዝተሰርሑ ሰራሓቲ ናብ ፕረዚዳንት ንም/ፕረዚዳን ፀብፃብ ምቕራብ ፣
- • ናይ ነዊሒን ሓፂርን ስልጠናታት ብምሃብ ስራሕተኛታት ዓቕሞም ምግባር፣
- • ስርዓት ኣተአላልያ ቅርታ ሰራሕተኛታት ምምሕያሽ
- • መምርሒ ዝተኸተለ ብኹሉ ተቐባልነት ዘለዎ ዕብየት፣ዝውውርን ቑፃርን ብምክያድ ክፍቲ መደብ ሰራሕ ምምላእ
- • ሕቶታት ሰራሕተኛ መሰላት ጥቅማ ጥቅሚ ሰራሕተኛታት ብእዋኑ ክረኽቡ ምግባር፣
- • ናይ ሰራሕተኛታት ዳታ ሓበሬታ ዝነበሩ ሓደሽቲ ተቆፀርቲ ናይ ዝለቁን ብጥሮታ ዝሰናበቱን ሰራሕተኛታት መረዳእታ ፅፉፍ ዳታ ምሓዝ