\
ቤት ፅሕፈት ሓላፊ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ
ኣቶ መለስ ኣሸብር ኣብርሃ
ቤት ፅሕፈት ሓላፊ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ
ቤት ፅሕፈት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ
-
• ብመሰረት ሕግን ኣሰራርሓን ኣብ ትሕቲኡ ንዘለዉን ንዳይሬክቶሬታትን ክፍሊ ስራሕ ንቴክኒካውን ምምሕዳራውን ግልጋሎት ይህብ
-
• ኣመራርሓ ላ/ቤት ፍርዲ፣ ዳይሬክቶሬታትን ኣካላት ጉባኤን ንዘሳለጥዎም ዕማማት ዘድልዮም ግልጋሎት የማልእ ድጋፍ ይህብ
-
• ዳይሬክቶሬታት የተሓባብር፣ ይከታተል ይድግፍ
-
• ፀብፃብ ዳይሬክቶሬታት ይቕበልን ግብረ መልሲ ይህብ
-
• ስራሕቲ ቤት ፍርዲ ንምስላጥ ዝሕግዙ ብፕረዚደንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ከምኡ እውን ብመማኸርቲ ስራሕ/ ፕሮሰስካውንስል/ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ዝወሃብዎ ካልኦት ተመሳሰልቲ ተግባራት ይፍፅምን የተሓባብርን
-
• ስራሕቱ ንምስላጥ በጀት ኣብ ዝፍቀደሉ ሕግን ኣሰራርሓን ተኸቲሉ ስራሕቱ ይፍፅም