ልምዓታዊ ትልሚ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ
ኣቶ ስብሃትለኣብ እዮብ
ዳይሬክተር ልምዓታዊ ትልሚ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ
ቀንዲ ዕላምኡ
-
• ዝተረኸበ ተወሳኺ እቶት ይህሉ፡፡
-
• ዝተረኸበ እቶት ንስራሕ መጀመሪ ኣብያተ ፍርዲ ይውዕል፡፡
-
• ኣብ መዓላኡ ዝወዓለ ሃፍቲ ይህሉ፡፡
ቀንዲ ተግባራት
- • ዓመታዊ ትልሚ ናይቲ ከይዲ ስራሕ ምድላው፡፡
- • ዝተሰርሑ ሰራሕቲ ናብ ፕረዚዳንት ንም/ፕረዚዳን ፀብፃብ ምቕራብ ፣
- • ምድላውን ምምሕዳር በጀት ኣብያተ ፍርዲ ፣
- • ምድላው ስትራተጂካውን ዓመታውን ትልሚ ኣብያተ ፍርዲ ፣
- • ምድጋፍን ምግምጋምን መደባት ፣ ፕሮጀክትታትን ፕሮግራማትን፣ምድላውን ምጥማርን ፀብፃብ ኣብያተ ፍርዲ ፣
- • ምትእኽኻብ ተወሳኺ ሃፍትን ምድላው ፕሮጀክት ፕሮፐዛላትን ኮይኖም፤