ፅገናን ምውፋር ተሽከርከርትን ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ

Image of the Director of Maintenance, vehicle operation and General Services
ኣቶ ኣማኑአል ሲራክ
ዳይሬክተር ፅገና ምውፋር ተሽከርከርትን ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ


ቀንዲ ዕላምኡ

• ናይ ኣብያተ ፍርዲ ክልል ትግራይ መካይን ብውሑድ ወፃኢ ስሉጥን ፅፉፍን ኣገልግሎት ብምሃብ ስራሕቲ ዳይነት ቅልጡፍነት ክህልዎ ይሕግዝ፡፡
• ቤት ፍርዲታት ንስርሐን ምቹው ዝኾነ ህንፃ ምስ እኹል ቀረብ ማይን ክረክቡ ምግባር

ቀንዲ ተግባራት
  • • ዓመታዊ ትልሚ ናይቲ ከይዲ ስራሕ ምድላው፡፡
  • • ዝተሰርሑ ሰራሓቲ ናብ ፕረዚዳንት ንም/ፕረዚዳን ፀብፃብ ምቕራብ ፣
  • • ብፅሬትን ሰሌጠንን ኣብያተ ፍርዲ ተሽከርከርቲ ምፅጋንን ምስምራይን ፣
  • • ኣብያተ ፍርዲ ህንፃን ቧንቧን ሻወራትን ፅገና ምክያድ፣
  • • ኣብያተ ፍርዲ ድሕንነት ውሑስ ብዝኾነ መንገዲ ክሕለው፣