ቴሓር (ኣይሲቲ) ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ
ወ/ሮ ዛህራ ዓብደርቃድር
ዳይሬክተር ቴሓር(ኣይሲቲ)
ቀንዲ ዕላምኡ
• ኣብያተ ፍርዲ ክልል ትግራይ ቴክኖሎጂ ብምትእትታው ስሉጥን ፅፉፍን ኣገልግሎት ብምሃብ ስራሕቲ ዳይነት ቅልጡፍን ሱሉጥ ፍትሓዊን ክኾውን ምግባር ፡፡
• ኣብያተ ፍርዲ ክለል ትግራይ ዝመናዊ ዝኮነ ሶፍትዌራት ብምትእትታው ተገልገልቲ ኣብ ዘለውዎ ኮይኖም መዝገቦምን ክካታተሉን ፍትሒ ክረክቡን ምግባር
ቀንዲ ተግባራት
-
• ዓመታዊ ትልሚ ናይቲ ከይዲ ስራሕ ምድላው ፣
-
• ናብ ኩለን ኣብያተ ፍርዲ ክልል ትግራይ ኔትዎርክ ዳይነት ቪድዮ ኮንፍረንሰ ክታኣታተው ምግባር
-
• ሓደሽቲ ሶፍትዌራትን ማተርያላትን ምትእትታው፣
-
ሓደሽቲ ሶፍትዌራትን ማተርያላትን ምትእትታው
-
• ሶፍትዌር ኢንስታሌሽንን ሃርደዌር ፅገና ምክያድን ፣
-
• ናውቲ ቴሓር ኤልክትሮኒክስ ኣብ ምግዛእ ስፐስፊኬሽን ብምድላው ፅሬት ዘለዎ ናውቲ ክግኣእ ሓገዝ ምግባር ፡፡