Latest News

News and Announcements

#
26/12/2017 ዓ/ም

ግንዛበ መዕበይ ስልጠና

በምትሕብባር ጀስትስ ፎር ኦልን ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፍርዲ ንዝተውፃፅኡ ዳያኑ ግንዛበ መዕበይ ስልጠና ምሃብ ተጀሚሩ። አዚ ብዕለት 26/12/2017 ዓ/ም ኣብ ከተማ ኣኽሱም ...

Read more
#
14/12/2017 ዓ/ም

ሞያዊ ስልጠና

ብምትሕብባር ጀስቲስ ፎር ኦል ፕሪዝን ፎሎው ሺፕ JFA/PF/ ን ላ/ቤ/ፍርዲ ካብ ዝተፈላለዩ ወረዳታትን ዞባታትን ንዝተውፃፅኡ ዳያኑ ኣብያተ ፍርዲ ን2 መዓልቲ ዝፀንሕ ሞያዊ ስልጠና ተጀሚሩ። ‎እዚ ኣብ ከተማ ...

Read more
#
7/11/2017 ዓ/ም

ስነ ሰርዓት ብኽብሪ ምፍናው

ነበር ፕሬዚደንት ዶክተር ፀጋይ ብርሃነን ነበር ም/ፕሬዝደንት ኣይተ ገ/ኣምላኽ የዕብዮ ብላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ስነ ሰርዓት ብኽብሪ ምፍናው ተጌርሎም። ።።።።።።።።።።።።።።።።።።። ...

Read more
#
05/10/2017 ዓ/ም

ስሩዕ ጉባኤ

ጉባኤ ምምሕዳር ዳያኑ ኣብያተ ፍርዲ ክልል ትግራይ ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ ዕለት 05/10/2017 ዓ/ም ኣብ ከተማ ውቕሮ ጀሚሩ። እዚ ንኽልተ መዓልቲ ዝፀንሕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ከምዝዝቲ ተፈሊጡ። ...

Read more
#
14/9/2017ዓ.ም

ርክክብ ስራሕ

ሓድሽ ፕሬዚደንት ላ/ቤ/ፍርዲ ክልል ትግራይ ኮይኖም ዝተሾሙ ኣይተ መንግስቱ ተኽላይ ምስ ነባራት ፕሬዚደንት፣ ም/ፕሬዚደንት ላ/ቤ/ፍርዲ ክልል ትግራይ ርክክብ ስራሕ ድሕሪ ምግባር ላዕለዎት ኣመራርሓ ላ/ ...

Read more
#
4/9/2017ዓ.ም

ስትራቴጂክ መሪሕነት ኣብያተ ፍርዲ ክልል ትግራይ

ስትራቴጂክ መሪሕነት ኣብያተ ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2 መዓልትታት ከሳልጥዎ ዝፀንሑ ኣኼባ ዛዚሞም። ፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨ እዚ ካብ ዕለት 29-30 ሚያዝያ 2017 ዓ/ም ኣብ ከተማ መቐለ ዝተሳለጠ ኣኼባ ካብ ኩለን ማእ ...

Read more
#
29/8/2017ዓ.ም

ብሰበር ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ዝተውሃበ መገደዳይ ትርጉም ሕጊ

ብሰበር ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ዝተውሃበ መገደዳይ ትርጉም ሕጊ ተወሳኺ ዝርዝር ኣብ Resource ብምእታው ምርካብ ይከኣል ...

Read more
#
23/7/2017ዓ.ም

ምርምርን ስልጠናን ፍትሕን ሕግን ኣግኣዚ

ምርምርን ስልጠናን ፍትሕን ሕግን ኣግኣዚ ብ/ክ/መንግስቲ ትግራይ ምስ ላ/ቤት ፍርዲ ክ/ትግራይ ብምትሕብባር ኣብ መላእ ኣብያተ ፍርዲ ክ/ትግራይ ንዝሰርሑ በዝሖም 70 ዝበፅሑ ኣብ ዝሓለፈ ስልጠና ዘይተሳተፉ ...

Read more
#
21/06/2017ዓ.ም

ላዕለዋይ ስትራቴጂክ መሪሕነት ኣብያተ ፍርዲ

ላዕለዋይ ስትራቴጂክ መሪሕነት ኣብያተ ፍርዲ ትግራይ ካብ ለካቲት 19-20 /2017 ዓ/ም ኣብ ከተማ መቐለ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ፡፡ እቲ ኣኼባ ብቐንዱ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ መደባት ቀዳማይ መንፈቕ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ላዕ ...

Read more
#
05/06/2017ዓ.ም

ጉባኤ ምምሕዳር ዳያኑ ክልል ትግራይ

ጉባኤ ምምሕዳር ዳያኑ ክልል ትግራይ ብዕለት 27-28 ጥሪ 2017 ዓ/ም ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼብኡ ብርክት ኣብ ዝበሉ ዛዕባታት ዘትዩ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ፡፡ ኣብዚ ኣኼባ ብዋናነት ኣብ ኣብያተ ፍርዲ ትግራይ ...

Read more
#
05/06/2017ዓ.ም

ምርምርን ስልጠናን ፍትሕን ሕግን ኣግኣዚ

ምርምርን ስልጠናን ፍትሕን ሕግን ኣግኣዚ ብ/ክ/መንግስቲ ትግራይ ምስ ላ/ቤት ፍርዲ ክ/ትግራይ ብምትሕብባር ኣብ መላእ ኣብያተ ፍርዲ ክ/ትግራይ ንዝሰርሑ በዝሖም 70 ዝበፅሑ ፕሬዝደንታት ወረዳ ኣብያተ ፍር ...

Read more
#
13/5/2017ዓ.ም

ንተኸታተልቲ 9 መዓልትታት ዝፀንሕ ሞያዊ ስልጠና ኣብ ከተማ ውቕሮ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ፣ ማእኸለዎት ኣብያተ ፍርድን ወረዳ ኣብያተ ፍርድን ክ/ትግራይ ንዝሰርሑ በዝሖም 130 ዝኣኽሉ ሲቪል ሰራሕተኛታት ካብ ዕለት 03/05/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ን ...

Read more
#
22/4/2017ዓ.ም

ምርምርን ስልጠናን ፍትሕን ሕግን ኣግኣዚ

ምርምርን ስልጠናን ፍትሕን ሕግን ኣግኣዚ ብ/ክ/መንግስቲ ትግራይ ኣብ መላእ ኣብያተ ፍርዲ ክ/ትግራይ ንዝሰርሑ በዝሖም 70 ዝበፅሑ ሓገዝትን ሕፁያትን ወረዳ ኣብያተ ፍርዲ ዳያኑ ካብ ዕለት 19/04/2017 ዓ/ም ጀሚ ...

Read more
#
21/4/2017ዓ.ም

ዓቕሚ መዕበዪ ስልጠና ኣይቬክስ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክ/ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ቴሓር ንዝሰርሑ ሲቪል ሰራሕተኛታት ዓቕሚ መዕበዪ ስልጠና ኣይቬክስ ሂቡ፡፡ ኣብቲ ስልጠና ተረኺቦም ናይ ...

Read more
#
16/4/2017ዓ.ም

''ምሕደራ ዋሕዚ መዛግብትን መሪሕነት ቤት ፍርድን''

ብምትሕብባር ጀስቲስ ፎር ኦል ፕሪዝን ፊለውሺፕ ኢትዮጵያን ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይን ዝተዳለወ መድረኽ ስልጠና ''ምሕደራ ዋሕዚ መዛግብትን መሪሕነት ቤት ፍርድን'' ኣብ ከተማ ኣዳማ እናተውሃ ...

Read more
#
16/4/2017ዓ.ም

መዕበዪ ስልጠና ኣይቬክስ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ኣብ ክልልና ኣብ ዝርከባ ኣብያተ ፍርዲ ንዝሰርሑ በዝሖም 60 ዝበፅሑ ሰራሕተኛታት ሒሳብን ልምዓታዊ ትልምን ብኽልተ ዙር ዓቕሚ መዕበዪ ስልጠና ኣይቬክስ ሂቡ፡፡ ኣብቲ ...

Read more
#
16/4/2017ዓ.ም

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ

ኤምባሲ ኣሜሪካ ንኣብያተ ፍርዲ ክልል ትግራይ 05 ላፕቶፕቶፓት፣ 10 ዲስክቶፕ ኮምፒዩተራት፣ 01 ሄቪ ድዩቲ ፕሪንተር ብመልክዕ ሓገዝ ብምውፋይ ሓገዞም ቐፃሊ ከም ዝኸውን ገሊፆም፡፡ ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦ ...

Read more
#
16/4/2017ዓ.ም

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ መድረኽ መደብ ኦሬንቴሽን 2017ዓ.ም

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ምስ ኹሎም ዳያኑ፣ ሬጅስትራራት፣ ተኸላኸልቲ ጠበቓ፣ ሓለፍቲ ቤት ፅሕፈታት ኣብያተ ፍርዲ ትግራይን ዳይሬክተራት ላ/ቤት ፍርድን መድረኽ መደብ ኦሬንቴሽን ኣሳሊጡ፡፡ ...

Read more
#
16/4/2017ዓ.ም

ጉባኤ ምምሕዳር ዳያኑ ክልል ትግራይ

ጉባኤ ምምሕዳር ዳያኑ ክልል ትግራይ ካብ 07 ክሳብ 08 ሕዳር 2017 ዓ.ም ኣብ ከተማ ውቕሮ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼብኡ ብዙሓት ዛዕባታት ዝተመያየጠን ዝወሰነን ኮይኑ ብዋናነት ድማ:- 1. ትልሚ ጉባኤ ምምሕዳር ዳያ ...

Read more
#
16/4/2017ዓ.ም

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ

ፕሬዝደንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዶ/ር ፀጋይ ብርሃነን ም/ፐሬዝደንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ኣይተ ገብረኣምላኽ የዕበዮን ሎሚ ዕለት 9 ሕዳር 2017 ዓ.ም ኣብ ከተማ ውቕሮ ዝርከባ ማእ ...

Read more
#
16/4/2017ዓ.ም

ጉባኤ ምምሕዳር ዳያኑ ክልል ትግራይ ካብ 07 ክሳብ 08 ሕዳር 2017 ዓ.ም ኣብ ከተማ ውቕሮ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼብኡ

ጉባኤ ምምሕዳር ዳያኑ ክልል ትግራይ ካብ 07 ክሳብ 08 ሕዳር 2017 ዓ.ም ኣብ ከተማ ውቕሮ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼብኡ ብዙሓት ዛዕባታት ዝተመያየጠን ዝወሰነን ኮይኑ ብዋናነት ድማ:- 1. ትልሚ ጉባኤ ምምሕዳር ዳያ ...

Read more
#
7/2/2017 ዓ/ም

ዶ/ር ደረጀ ደስታ ንላ/ቤት ፍርዲ ሓገዝ ገይሮም

ኣብ ሃገረ ኖርወይ ከተማ ኦስሎ ዝነብሩ ግዱስ ትግራዋይ ዶ/ር ደረጀ ደስታ 3 HP, 3 WYSE ዝዓይነተን “POWER SYSTEM” ንኣብያተ ፍርዲ ክልል ትግራይ ብመልክዕ ሓገዝ ኣወፍዮም፡፡ እተን ኣቑሑት ናብ ሃገረ ኖርወይ ከ ...

Read more
#
7/2/2017 ዓ/ም

ላ/ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ኣብ ትግራይ ንዝርከባ ዩኒቨርሲቲታት ፃውዒት ሓገዝ ኣቕሪቡ፡፡

ላ/ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ኣብ ትግራይ ንዝርከባ ዩኒቨርሲቲታት ፃውዒት ሓገዝ ኣቕሪቡ፡፡ በዚ ኣጋጣሚ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ትርከቡ መንግስታውን ውልቃውን ትካላትን ውልቀ ሰብ ሃፍትን ኣብ መላእ ት ...

Read more
#
6/2/2017 ዓ/ም

ጉባኤ ምምሕዳር ዳያኑ ክ/ትግራይ ካብ ዕለት 4-5/02/2017 ዓ/ም ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ላ/ቤት ፍርዲ ክ/ትግራይ ኣሳሊጡ፡፡

ኣብቲ ኣኼባ በቢ ብርኩ ንዘሎ ሕፅረት ሓይሊ ሰብ ብዝተወሰነ መልክዑ ንምምላእ ዘኽእል ምልመላ ሕፁያት ወረዳ ኣብያተ ፍርዲ ዳያኑ፣ ምልመላ ውድድር ብርኪ ዕብየት ወረዳ ኣብያተ ፍርዲ ፕሬዝደንታት፣ ምል ...

Read more
#
5/2/2017 ዓ/ም

“judge William Dodson” ብዕለት 01/02/2017 ዓ/ም ምስ ሰብ ሞያ ሕጊ ተዛትዮም፡፡

ንልዕሊ 30 ዓማውቲ ኣብ ዩናይትድ ስቴትስ ኦፍ ኣሜሪካ Senior Retired Judge, State of Texas 2016, Community Development, State of Verginia 2003-2005, Visiting Judge, State of Texas 2001-2003, Director of Public Policy and Legal Counsel Ethics and Religious Liberty Commission, Washington, D.C. 1 ...

Read more
#
4/2/2017 ዓ/ም

“judge William Dodson” ብዕለት 01/02/2017 ዓ/ም ዑደት ኣካይዶም፡፡

ንልዕሊ 30 ዓማውቲ ኣብ ዩናይትድ ስቴትስ ኦፍ ኣሜሪካ Senior Retired Judge, State of Texas 2016, Community Development, State of Verginia 2003-2005, Visiting Judge, State of Texas 2001-2003, Director of Public Policy and Legal Counsel Ethics and Religious Liberty Commission, Washington, D.C. 1 ...

Read more
#
27/1/2017 ዓ/ም

ኣብ ኣብያተ ፍርዲ ክልል ትግራይ ሎሚ ዕለት 25/01/2017 ዓ/ም ገንዘባዊ ሓገዝ ንዝተረኸቡ ስድራ ስዉኣት ኣረኪቦም፡፡

ኣብ ኣብያተ ፍርዲ ክልል ትግራይ ዝሰርሑ ፕሬዝዳንታት፣ ዳያኑ፣ ሬጅስትራራት፣ ሓለፍቲ ቤት ፅሕፈታት፣ ተኸላኸልቲ ጠበቓታትን ሲቪል ሰራሕተኛታትን ሎሚ ዕለት 25/01/2017 ዓ/ም ብጅግንነት ንዝተሰውኡ መሳር ...

Read more
#
29-12-2016 ዓ/ም

ሙሉእ ብሙሉእ ዓንዩ ዝነበረ ሼድ ክፅገን ብምግባር ንግልጋሎት ውዒሉ፡፡

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ምስ መስፍን ኢንዳስትርያል ኢንጂነሪንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ብምትሕብባር ኣብ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝተወለዐ መዕነዋይ ኵናት ሙሉ ...

Read more
#
19-11-2016 ዓ/ም

መድረኽ ዘተ ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ኣብያተ ፍርዲ ክልል ትግራይ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም

እቲ መድረኽ ሎሚ ዕለት 27/10/2016 ዓ/ም ዝጀመረ ኾይኑ ካብ መላእ ትግራይ ዝመፅኡ ዳያኑ፣ ሬጅስትራራት፣ ተሸወምቲ ጉባኤ፣ ሓለፍቲ ቤት ፅሕፈታት፣ ተኸላኸልቲ ጠበቓታት፣ መዳርግቲ ኣካላት፣ ነበር ፕሬዝደን ...

Read more
#
11-11-2016 ዓ/ም

መድረኽ ዘተ ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ኣብያተ ፍርዲ ክልል ትግራይ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም

እቲ መድረኽ ሎሚ ዕለት 27/10/2016 ዓ/ም ዝጀመረ ኾይኑ ካብ መላእ ትግራይ ዝመፅኡ ዳያኑ፣ ሬጅስትራራት፣ ተሸወምቲ ጉባኤ፣ ሓለፍቲ ቤት ፅሕፈታት፣ ተኸላኸልቲ ጠበቓታት፣ መዳርግቲ ኣካላት፣ ነበር ፕሬዝደን ...

Read more
#
02-11-16 ዓ/ም

ንቐፃሊ ዝሓዝናዮም ናይ ለውጢ ኣጀንዳታትና ኣብ መፅናዕትን መፅናዕትን ዝተደረኹ ክኾኑ ኣለዎም፡፡

ፕረዚደንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዶ/ር ፀጋይ ብርሃነ፡፡ ፕረዚደንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዶ/ር ፀጋይ ብርሃነ ሎሚ ዕለት ት 28 ሰነ 2016 ዓ/ም ቐፂሉ ኣብ ዝወዓለ መድረኽ ዘተ ኣፈፃ ...

Read more